Merhawi Kidane (Qarya) -ሰላማዊተይ - New Eritrean Music 2026 - Selamawitey (Official Music Video )
Armana Entertainment · 224 k vues
인기 댓글
2위@hamic-o5hil y a 6 jours
እዚ ክሊፕ ዝረኣየ ሰብ ኩሉ፡ እግዚአብሔር ንዕኡን ንስድራቤቱን ይባርኽ፤ እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም እውን ትባርኾም።번역 보기
👍 343 좋아요
댓글 0
· 로그인 없이 익명 동물 이름으로 참여합니다3위@unique-i4sil y a 6 jours
welcome ኣብዛ ሰዓት ኣብ ኤርትራ ካብ ዘለዉ ደረፍቲ እቲ ዘበለጸ ቃርያ እዩ።번역 보기
👍 94 좋아요
댓글 0
· 로그인 없이 익명 동물 이름으로 참여합니다관련 영상
KATSEYE (캣츠아이) "Animal" Official MV
Tyla - THAT GIRL (Official Music Video)
Charli xcx - Critique de l'album Music, Fashion, Film
JENNIE - Less than a Lover (Official Video)
aespa エスパ 'KISS N TELL' MV
VILLIAN, madk1d - ДИНАСТИЯ (official music video)
TELLA CHEERA TELLA RAIKA FULL SONG | KALYAN KEYS | AKKI CHERRY | MALLAMMA | KONGARI KRISHNA
« What's In My Bag ? » de Sunn O))) | Amoeba Music
1위@TsehayDaniewil y a 6 jours
//ሰላማዊተይ // ሰላማዊተይ ጎይታ ሰላም ጻዕዳ ርግቢት ኣቁስለኪ"ዶ ብሎሚ ጽባሕ ነዊሑ ትጽቢት ብህርፋን ናይ ልበይ ንጽባሕ እንዴ ዝመነይ ምሳኪ እንዲየ ዝምነዮ ኣጉል ትምኒት ትዝምነዮ ልበይ ዝደሊዮ ምሳኪ እንዲየ ዝምነይ እንተሰምረ ቀቲለ ኣይኮንኩን ለዋሃተይ ወትሩ ይጠሜኪ ሸውሃተይ ሓይልኒ እንዶ እሞ ግዜ እምበር ብፍቅሪ"ዶ ተዋዜ ብዘይድምጺ ሽሕ ዝሰምዖ እንተ"ተሪእኒ ዝነብዖ ንብዓት ሰብኣይ ብኽያት ልቢ ካብ ንብዓት ሄዋን ይዓቢ ዝምፍልላይ ዘየናሕሲ የህተፍትፈኒ በይነይ ምስ ናሕሲ ረመጽ ናፍቆት ዝልብልቦ ዝልብታትና ኣበሳ ኣልቦ መጻኩ ዘይሜልኪ ከም ደርፊ ካብ ትጽቢት ንስኪ ዘይተዕርፊ ከምዛ ሞት ዝፈርሆ ዝባነይ ቃለይ ምስ ኩውንነት ዘይሳነይ ድርብ ኣቲ ፍቅረይ ማዓረይየ ኣጆኪ ፍቅረይ ሓላለይ___ ተመኒየ ራህዋ ንራህዋ ክንስዕሮ ኢና እለ ጽምዋ ክመጻኪ ይብል ብትምኒት ፍጭም ትብልለይ ብትጽቢት መልኣክ ናይ ልበይ ዓቃለይ ግዜ ይሻሞ"ሎ ንቃለይ ግዜ ሓይሉኒ እምብዛ ግዜ ከም ዋዛ ንግዜ ከይስዕሮ እንታይ ሒዘ እዚ ግዜ እዚ ግዜ ግዜ__ ዘይኣክለኒ ዝጻግሞ ዝሳቀዮ ዝሓሞ ዝምነዮ እቲ ዝሓልሞ ግዜ ይፍሰለይ ታይ"ሞ ሰናይኪ ይዕቢ ሰላምኪ ሰናይ ቅንጥጥ ኢለ"ዶ ኣብ ጸላምኪ ጽጌናይ ፍቅረይ ናተይ ኣጆኪ ክንራከብ ኢና መዘናይ ኣጆኪ ፍቅረይ ማዓረይየ ኣጆኪ ፍቅረይ ሓላለይ__ // ሰላማዊተይ // ግጥሚ // ኣቢብ ሓይላኣብ// ዜማ // በረከት በራሙ //번역 보기
👍 55 좋아요
댓글 0
· 로그인 없이 익명 동물 이름으로 참여합니다