Icanreply유튜브 인기 댓글 실시간 랭킹
← 뒤로

New Eritrean Video 2026...ኣብ ኣስመራ 4 ውሉዳታ ኣብ ሓንቲ ህሞት ዝሰኣነት ስድራቤት (4 ህጻናት የሕዋት ኣብ ዲጋ ብምጥሓል ሂወቶም ስኢኖም)

HENPAS ENTERTAINMENT · 169K views

YouTube에서 보기

인기 댓글

1위@tesfealemmengis55921 day ago

እዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ናይ ብሓቂ ዝሕዝን ፍጻመ ኮይኑ።ናይዘን ቖልዑ ኣማውታ ብዝመስለኒ ብሰብ ከይኮነ ኣይተርፍን አዩ። እቲ ምንታይ ሰዓት 5:00 ወጼን ተባሂለን 5:20 ከኣ ኣመሓዳሪ ተደዊልዎ : ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ እዚ ኩሉ ፍጻመ ኣብ ውሽጢ 20 ደቒቕ ከመይ ጌሩ ክፍጸም ይኽእል :እቲ ዝነበረ ኩነታት ኣየር ግመ ተሸፊኑ ኔሩ ትብሉ ኣለኩም ቑሪ ኔሩ ማለት እዩ።ከመይ ጌረን ነብሰን ክሕጸባ ኢለን ክወጻ: ገለ ነገር ዝተከወለና ከምዘሎ ርዱእ ኮይኑ:ፖሊስ ኣስፊሑ ክምርርምር ከምዘለዎ ንላቦ። ቐዳማይ ጥርጣረይ መጀመርያ እቲ ወዲ ሓትነኣ ዝበሃል ዘሎ ወዲ ብፖሊስ ክምርመር ኣለዎ:ተወሳኺ እቶም ዝወለዱላ ውን ኣፍቲ ጥርጣረ ከኣትዉ ኣለዎም።ንሓፍትና ዮርሳሌም ከኣ ኣምላኽ ደበሳ እዮብ ይደብስኪ።번역 보기

👍 716 좋아요

댓글 0

· 로그인 없이 익명 동물 이름으로 참여합니다

2위@yohannestekle45521 day ago (edited)

አዚ ጉዳይ መርመራ የድልዮ ኢድ ሰብ ከይሃለዎ ኣይተርፍን ሓፍተይ ጽዓት ይሓብኪ번역 보기

👍 702 좋아요

댓글 0

· 로그인 없이 익명 동물 이름으로 참여합니다

3위@AronDagmawe-c9y9 hours ago

እዚ ገበናዊ ተግባር እምበር ፡ሓደጋ ክኸውን ኣይክእልን። ኣብ ቀረባ ግዜ ሓቂ ከምዝፍለጥ ተስፋ ኣለኒ።번역 보기

👍 30 좋아요

댓글 0

· 로그인 없이 익명 동물 이름으로 참여합니다

관련 영상

Marvel Television’s VisionQuest | Official TrailerWhen The Show Solves the 'Superhero Problem'KATSEYE Talk Their WILD Era, Viral Gap Ad and the Fan Response to "Gnarly" | The Tonight ShowMirzapur The Movie | Official Hindi Trailer |Ali Fazal | Pankaj Tripathi | Divyenndu | 4th SeptTAMASHA SEASON 5 | EPISODE 6 | 13 AUG 2026 | REALITY SHOW | ARY DIGITALThandeka Tshabalala vs Londie London | Top Billing | Brand Safety | Black/White BoardroomsHow To Write A PERFECT Villain In A Flawed ShowMentalist Suhani Shah leaves Rosanna stunned with live mind-reading trick
Icanreply유튜브 인기 댓글 실시간 랭킹위젯 임베드로그인 없이 익명 동물 이름으로 참여합니다