New Eritrean Music 2026 | Temesgen Semere - Leltey_ልአልተይ | (Official Music Video)
Eri One Touch Entertainment · 206 k vues
인기 댓글
2위@EvramManutd-d4dil y a 7 jours
እዛ ደርፊ ን ኩለን ኣዴታት መዘከርታ እያ።ፈጣሪ ንኹላትና ገጽ ወለድና ንርኤሉ ግዜ የምጻልና🙏🏻 ዕድመን ጥዕናን ነታ ዘይትሕለል ወላዲት ኣዲኡ ዝናፈቀ ወቂጥኒ ይሕለፍ👸👌🙌THANK YOU ERI ONE TOUCH ENTERTAINMENT AND TEMIE Asli👑✌️번역 보기
👍 185 좋아요
댓글 0
· 로그인 없이 익명 동물 이름으로 참여합니다3위@Abel2011Koreail y a 7 jours
ነዛ ደሪፍ ትሰምዑ ዘለኩም አዝጋብሄር ምሳኩም ይኩን🎉🎉🎉번역 보기
👍 169 좋아요
댓글 0
· 로그인 없이 익명 동물 이름으로 참여합니다관련 영상
Stray Kids "This & That" M/V
WAYF BOYS - « WAYF BOYS DO » Clip officiel
The Verity Band - Be My Friend (chanson officielle)
TAKARA / Time is money -Music Video-
J'ai enquêté sur le label de musique par IA qui cible les baby-boomers
Lil Rome Praba x Tikx Kooda - අත ඇරලා දාලා (Atha Arala Daala) OFFICIAL MUSIC VIDEO
Random classical music with the freedom motif
underscores (DJ Set) - Musique d'ascenseur
1위@EriOneTouchEntertainmentil y a 6 jours (modifié)
"ልአልተይ"..ምሉአ ግጥሚ ርኣዪ አሞ ዓይኒ ዓይነይ ኣብኡ ኣለኪ ቋንቋ ውሽጠይ ፍቕሪ ሒዘ ዘይውዳአ ቁኑዕ ኮይነ ዘይጓዳአ መጽየ ኣለኹ...ጋሻኺ ተቐበሊ መጽየ ኣለኹ ጋሻኺ ተቐበሊ.. ሃኒነይ.....ሃኒነይ'የ ሰማይ ሰቒለ ወርሒ ለይቲ ከንግስከ አንድየ ከም ልአልቲ ኣስግርኒ አሞ ካብ ልዳትኪ ንጉስ ፍቕሪ ክኾነልኪ ኩቱር ባህግኺ ልበይ አና ኣንደደ ናበይ ክምለስ ኣይኣዳምኪ አንድየ ግደፊ ምጉራሕ አንታይ ኢልክዮ ፍረ ቅንዕና አንዳ ፈለጥክዮ አንኪ ልበይ..ልበይ ሕሉፍ ረስዒ መጽየ አነኹ አምነት ሰኸሙ ፍቕሪ መዝሙሩ ልአልተይ ክድብስ ፍቐድለይ በጃኺ ናተይ ኩኒ ንሓላለይ ልአልተይ'የ ዝፋን ክብሪ ክህበኪ ልአልተይ'የ ትደልይዮ ክኾነልኪ ልአልተይ'የ ወናኒተይ ዋና ልቢ ልአልተይ'የ ዝርካበይ ተረከቢ ካልአ ሂወይ ከርአየኪ ብሓልዮት ዝሃንጾ ካልአ ዓለም ከፍልጠኪ ምቾት ዝድመጾ ክኣቱ አሞ ትርአይኒ ጥዒምኪ አባ ፍረድኒ ደብስዮ ጉዱአ ልቢ አንኪ ፍቕሪ ፍቕሪ ሃቢ ክኾነልኪ መሐንቀቒ ኣብዛ ሕቑፎይ ክትማሙቒ Brhane Kflu(Bruno)번역 보기
👍 50 좋아요
댓글 0
· 로그인 없이 익명 동물 이름으로 참여합니다